Duration 10:1

ፒሳ | በሊዕካ ዘይጽገብ ፒሳ | Easy Homemade pizza | Leyla hassen | Eritrea

14 864 watched
0
460
Published 21 Aug 2021

#homemade_pizza #Eritrea #leyla_hassen ፒሳ| በሊዕካ ዘይጽገብ ፒሳ | Easy Homemade pizza 🍕| Leyla hassen| Eritrea ሰላም ሰላም ኩቡራት የሕዋት ዓቀን ኣብዚ ታሕቲ ኣለኩም ዓቀን ናይ ቢሑቕ 3 ኩባያ ሕሩጭ ፊኖ 4 ማ.ጣ ዘይቲ ኣውሊዕ 1 ማ.ጣ ሽኮር 1 ማ.ጣ ለቢቶ 1 ማ.ሻ ጨው ልቡጥ ማይ መልውሲ ዝኮነና( ከም ኣድላይነቱ) ዓቀን ናይ ፒሳ ሶስ 1 ታኒካ ሓፊስ ኮሚደረ ጥሑን (ቶሜቶ ሶስ) 1 ማ.ጣ ኢታሊያን ሲዝኒን(ኣዝማሪኖ፡ጠስነ፡ሪሓን ወዘተ...) ሕውስዋስ 2 ማ.ጣ ዘይቲ ኣውሊዕ 1 ማ.ሻ ሕሩጭ ጻዕዳ ሽጉርቲ 1 1/2 ማ.ሻ ፓልሪካ 1 ማ.ሻ በርበረ ጽሊም 1 ማ.ሻ ጨው ዓቀን ናይ ጠስሚ 1 1/2 ማ.ጣ ዝመኸኸ ጠስሚ( ባተር ) 1/2 ማ.ሻ ሕሩጭ ጻዕዳ ሽጉርቲ 1/4 ማ.ሻ ጨው

Category

Show more

Comments - 55